Official website of ENSF

Announcement

Announcement إعلان هام

، يسر إدارة الاعلام بالتنظيم أن تعلن عن إعادة تنشيط موقع التنظيم في الشبكة العنكبوتية للإنترنت تحت اسم”https://ENSF.net” ، آملين أن تشكل مساحة إضافية تجدون فيها ما يلبي إهتماماتكم.

Anouncement ኣገዳሲ ሓበሬታ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትር ነቲ ኣብ ዝሓልፈ ግዜ ተቛሪጹ ዝነበረ መርበብ ሓበሬታ
ወድብ (ወብ ሳይት) ካብ ሕጂ ጀሚሩ ዳግም ከም ዘበገሶ ንኩሎም ፖለቲካዊ ኩነታትን ዜናን ኤርትራን ከባቢኣን
ዝግደሱ ብሓፈሻ ንኣባላት ግሃድኤን ደገግቱን ድማ ብፍላይ ክንሕብር ደስ እብለና።

Condolence Message of Osman Mahmoud Ibrahim

بمزيد من الحزن والأسى تنعي جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية المناضل الكبير عثمان محمود إبراهيم الذي انتقل إلى جوار ربه صباح الجمعة 18ابريل 2025م.

ቃል ሓዘን ብመስዋእቲ ዓቢ ተጋዳላይ ገብረሂወት መሓሪ

ክቡር ብጻይና ገዲም ተጋዳላይ ገብርሂወት መሓሪ (ዓለም ጸበቦ)፡ ብዝወረዶ ሕማም ብሰሉስ ዕለት 08 ሚያዝያ 2025 ኣብ መበል 84 ዓመት ዕድሜኡ ኣብ ከተማ ካስል/ ጀርመን ካብዛ ዓለም ተፈልዩ።