بيان بمناسبة ذكرى معركة تقوربا المجيدة
يحتفل الإرتريون في الخامس عشر من مارس في كل عام بذكرى معركة تقوربا المجيدة. وهذا العام يصاف الذكرى الواحدة والستون لهذه المعركة التاريخية التي وقعت في الخامس عشر من مارس 1964 في منطقة “تقوربا” غرب إرتريا، بين أبطال جيش التحرير الإرتري وقوات الاحتلال الإثيوبي.
መግለጺ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊ ኵናት ተጎርባ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት፡ ዕለት 15 መጋቢት ታሪኻዊ ኲናት ተጎርባ ዝዝክረላ ዕለት ኢያ። እነሆ
ሎሚ’ውን ዝኽሪ ተጎርባ መበል 61 ዓመት ታሪኻዊ ዓወት ኣብ ልዕሊ ምዱብ ሰራዊት ጸላኢ ዝተመዝገበላ ዕለት
ኮይና ትዝከር ኣላ።