መግለጺ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊ ኵናት ተጎርባ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት፡ ዕለት 15 መጋቢት ታሪኻዊ ኲናት ተጎርባ ዝዝክረላ ዕለት ኢያ። እነሆ
ሎሚ’ውን ዝኽሪ ተጎርባ መበል 61 ዓመት ታሪኻዊ ዓወት ኣብ ልዕሊ ምዱብ ሰራዊት ጸላኢ ዝተመዝገበላ ዕለት
ኮይና ትዝከር ኣላ።
ዲሞክራስያዊት ኤርትራ
ኤርትራ ሃገርና ልዑላውትን ናጻን ሃገር ካብ እትኸውን፡ እንሆ ሳላሳን ኣርባዕተን ሕስመ ዓመታት ኣቊጽራ ኣላ። ብክቡር
ኩሉ ዓይነት መሪር መስዋእቲ፣ ሕሱም ስቃይ ስደት፣ ዛራ ንብዓት ጠዋሪ ዝሰኣኑ ወለድን ኣባዲ ዝተሓረሙ ዝኽታማት
ህጻናትን ዝተገዝመት ኤርትራ፡ ህዝባ ብድሕሪ ናጽነት ዝዓጸዶ ኩሉ ዓይነት ሓሳረ መከራ ጸብጽብካ ነይውዳእ። ሎም ዘበን
ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣዝዩ ዝበኣሰ’ዩ
إرتريا الديمقراطية
جرت مجلة “إرتريا الديمقراطية” لسان حال جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية لقاء ….
Pearl of the Red Sea
Eritrea, officially known as the State of Eritrea, is a small country located in the Horn of Africa. It shares borders with Sudan to the west, Ethiopia to the south, and Djibouti to the southeast.