Announcement إعلان هام
، يسر إدارة الاعلام بالتنظيم أن تعلن عن إعادة تنشيط موقع التنظيم في الشبكة العنكبوتية للإنترنت تحت اسم”https://ENSF.net” ، آملين أن تشكل مساحة إضافية تجدون فيها ما يلبي إهتماماتكم.
Anouncement ኣገዳሲ ሓበሬታ
ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትር ነቲ ኣብ ዝሓልፈ ግዜ ተቛሪጹ ዝነበረ መርበብ ሓበሬታ
ወድብ (ወብ ሳይት) ካብ ሕጂ ጀሚሩ ዳግም ከም ዘበገሶ ንኩሎም ፖለቲካዊ ኩነታትን ዜናን ኤርትራን ከባቢኣን
ዝግደሱ ብሓፈሻ ንኣባላት ግሃድኤን ደገግቱን ድማ ብፍላይ ክንሕብር ደስ እብለና።
Condolence Message of Osman Mahmoud Ibrahim
بمزيد من الحزن والأسى تنعي جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية المناضل الكبير عثمان محمود إبراهيم الذي انتقل إلى جوار ربه صباح الجمعة 18ابريل 2025م.
ቃል ሓዘን ብመስዋእቲ ዓቢ ተጋዳላይ ገብረሂወት መሓሪ
ክቡር ብጻይና ገዲም ተጋዳላይ ገብርሂወት መሓሪ (ዓለም ጸበቦ)፡ ብዝወረዶ ሕማም ብሰሉስ ዕለት 08 ሚያዝያ 2025 ኣብ መበል 84 ዓመት ዕድሜኡ ኣብ ከተማ ካስል/ ጀርመን ካብዛ ዓለም ተፈልዩ።
نافذة على التاريخ
تظل الحاجة ماسة خصوصا لجيل اليوم الذي يجهل الكثير عن إرتريا إلى إلقاء الضوء على تاريخ إرتريا وخاصة السياسي الذي نشأ وتبلور في حقبة الأربعينيات من القرن الماضي إبان الانتداب البريطاني لإرتريا، عقب هزيمة الإيطاليين الذين كانوا يحتلون إرتريا في الحرب العالمية الثانية. والذي شكل اللبنة الأولى لقيام الحركة الوطنية الإرترية.
ደምዳሚ መግለጺ ራብዓይ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ “ድሕነት ህዝብን ሃገራን ብሓድነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይልታት ዝረጋገጽ ማእከላይ ዕላማ’ዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ራብዓይ ውድባዊ ጉባኤኡ ካብ 21 ክሳብ 26 ለካቲት 2014 ዓ/ም/ ኣሰላሰ። መኽፈቲ ውዕሎ ጉባኤ ብቃል ኣሰናዳኢት ሽማግለን፣ ቃል ኣቦ መንበር ስክረታርያ ማእከላይ…
إرتريا الديمقراطية
جرت مجلة “إرتريا الديمقراطية” لسان حال جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية لقاء ….