Official website of ENSF

Abdulaziz Saleh

Letter of Condolences

Bo was a journalist of exceptional
quality and character. His journalistic professionalism was combined with profound
humanity and remarkable moral integrity.

ኤርትራ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ሓርበኛታታ ኣፋንያ!

ንህዝቢ ኤርትራን ንሃገራዊ ተቓውሞ ኤርትራን ዓቢ ኣብነት ቃልሲ ዝኾነ ተጋዳላይ መምህር መሓመድ ዑመር ያሕያ፡
ድሕሪ ነዊሕ ሕማም፣ ብሰሉስ ዕለት 3 ሰነ 2025 ኣብ ሱዳን ከተማ ገዳረፍ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና።

ደምዳሚ መግለጺ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ዕለት 05 ክሳብ 08/05/2025 ዘካየዶ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ።

ርእሰ ዓንቀጽ 24 ግንቦት 2025

እዛ ዕለት’ዚኣ፡ ጸላኢ ካብ ሃገርና ተሓግሒጉ ዝወጸለላ ታሪኻዊት ዕለት ስለ ዝኾነት፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዮሃና! እንዃዕ ኣብጽሓን ክብሎ እፈቱ።

Final Statement of the third regular meeting of

The Executive Body of the Eritrean National Salvation Front held its third regular meeting from May 5 till 8, 2025.