بيان بمناسبة ذكرى معركة تقوربا المجيدة
يحتفل الإرتريون في الخامس عشر من مارس في كل عام بذكرى معركة تقوربا المجيدة. وهذا العام يصاف الذكرى الواحدة والستون لهذه المعركة التاريخية التي وقعت في الخامس عشر من مارس 1964 في منطقة “تقوربا” غرب إرتريا، بين أبطال جيش التحرير الإرتري وقوات الاحتلال الإثيوبي.
መግለጺ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊ ኵናት ተጎርባ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት፡ ዕለት 15 መጋቢት ታሪኻዊ ኲናት ተጎርባ ዝዝክረላ ዕለት ኢያ። እነሆ
ሎሚ’ውን ዝኽሪ ተጎርባ መበል 61 ዓመት ታሪኻዊ ዓወት ኣብ ልዕሊ ምዱብ ሰራዊት ጸላኢ ዝተመዝገበላ ዕለት
ኮይና ትዝከር ኣላ።
ዲሞክራስያዊት ኤርትራ – July
ዕላዊ ልሳን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ግሃድኤ) ዝኾነት መጽሔት “ዲሞክራስያዊት ኤርትራ” ፡ ምስ
ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ሰፊሕ ቃለ-ምልልስ
ዝሓዘለ ፍሉይ ሕታም ሒዛትልኩም ትቐርብ።
ዲሞክራስያዊት ኤርትራ – June
ኤርትራ ሃገርና ልዑላውትን ናጻን ሃገር ካብ እትኸውን፡ እንሆ ሳላሳን ኣርባዕተን ሕስመ ዓመታት ኣቊጽራ ኣላ። ብክቡር
ኩሉ ዓይነት መሪር መስዋእቲ፣ ሕሱም ስቃይ ስደት፣ ዛራ ንብዓት ጠዋሪ ዝሰኣኑ ወለድን ኣባዲ ዝተሓረሙ ዝኽታማት
ህጻናትን ዝተገዝመት ኤርትራ፡ ህዝባ ብድሕሪ ናጽነት ዝዓጸዶ ኩሉ ዓይነት ሓሳረ መከራ ጸብጽብካ ነይውዳእ።
البيان الختامي للاجتماع الدوري الأول للهيئة التنفيذية لجبهة الإنقاذ الوطني الإرترية
عقب اختتام االجتماع الدوري الأول للمجلس المركزي لجبهة الإنقاذ الوطني الإرترية، عقدت الهيئة
التنفيذية اجتماعها الدوري الأول خلال الفترةمن 3-1 أغسطس .2024 ….
መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ መበል 63 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኩሉ ቦታታት፡ ብዓቢ ክብርን ሓበንን፣ ከምኡ’ውን ካብዚ ገባቲ ጉጅለ ንኽላቐቕ
ብዘለዎ ተስፋን ሃረርታን፣ ዝኽሪ መበል 63 ዓመታት ነቲ ብመሪሕነት ስዉእ ጅግና ሓምድ እድሪስ
ዓዋተ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብሓደ መስከረም 1961 ዝተበገሰ ብረታዊ ቃልሲ ብክብ ዝበለ ደረጃ
ኣብ ምብዓል ይርከብ።
رسالة جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية في ذكرى انطلاقة الثورة الإرترية المسلحة
يحيي الشعب الإرتري في كل مكان، بكل فخر واعتزاز، وهو يرنو ليوم الخالص من الحكم الشمولي
القائم، الذكرى الثالثةوالستين لانطلاقةالثورة