Letter of Condolences
Bo was a journalist of exceptional
quality and character. His journalistic professionalism was combined with profound
humanity and remarkable moral integrity.
ኤርትራ ሓደ ካብቶም ዓበይቲ ሓርበኛታታ ኣፋንያ!
ንህዝቢ ኤርትራን ንሃገራዊ ተቓውሞ ኤርትራን ዓቢ ኣብነት ቃልሲ ዝኾነ ተጋዳላይ መምህር መሓመድ ዑመር ያሕያ፡
ድሕሪ ነዊሕ ሕማም፣ ብሰሉስ ዕለት 3 ሰነ 2025 ኣብ ሱዳን ከተማ ገዳረፍ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩና።